እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ብዛዕባ ዘራእቲ፣ ፍራፍረ፣ ኣሕምልትን ተዛመድቲ ነገራትን ዮም። ኩሎም ትግራይ መሰረት ዝገበሩ ዮም።
START QUIZ
#1. ፍሪኡ ዘይብላዕ ኦም/ገረብ ኣየናይ ዩ?
#2. ካብዞም ዝስዕቡ ኣብ ሓጋይ ዘይባፅሕ ፍረ ኣየናይ ዩ?
#3. ስሙን ምስሉን ብትኽክል ዘይተፃመደ
#4. "ተቖኒነ ግልብጭ ተላኽየ ኣደስ፣ ነቶም በዓል ገዛይ ደስ ከብሎም ደስ" ኣብ ዝብል ኣደስ እንታይ ዩ?
#5. ካብዞም ዝስዕቡ ኩዕንቲ ኣየናይ ዩ?
#6. ብትኽክል ዘይተፃመዱ ዘራእቲ/እኽሊ
#7. ንእንጀራ ዝኸውን እኽሊ (ካብ ሓደ ንላዕሊ ምምራፅ ይከኣል ዩ)
Select all that apply:
#8. ጥቕሙን ስሙን ብትኽክል ዘይተዛመደ
#9. ኣብ ገጠራገጠር ትግራይ ሱሩ ኣብ ክንዲ ቀጠፍ (ቆፅሊ ሻሂ) ኮይኑ ዘገልግል ተኽሊ
#10. ፍረ ወይ ተኽሊ በለስ ዘየርኢ ምስሊ
finish
Yared says:
Thank you Amdom for preparing this.
helen says:
ቆስጣ ካውሎ ሓምሊ ስላጣ
Aklilu Gebru Gebremichael says:
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕዩ ብፍላይ ነቲ ኣብ ደገ ዝነብር ህዝብናን ናኣሽቱ ህጻውንቲ ዓቢ ክስቢ ዝረክብሉ ድሕረ ገጽ’ዩ ።የቀንየልና
Helen says:
Helen
Samuel says:
That is awesome
yemane says:
ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅልሉ 🙏🙏🙏
yonas Haile says:
hyonas947@gmail.com
ኣታኽልቲ says:
ዓንዶም ካባኻ ብዙሕ ይፅበ ነይረ
ኣይሓፈርኹ’ለ !
tsgab says:
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ
Zz says:
ብጣዕሚ ፅቡቕ መደብ ቀፅልዎ ክቡራተይ
Kahsu Hagos says:
I answered all but get 9/10 how come
Andom says:
ስሕተት ተፈጢሩ እንተኾይኑ ክንምርምሮ ብደንቢ ዶ ክተብራህርሀልና
Menkem says:
GABA 😆
Menkem says:
Gaba
ፍረ says:
ሰላም ሰላም ቆፅሊ ኣደስ ዕጣን እውን እዩ ናይ ፀጉሪ ቆፅሊ ጥራይ ኣይኮነን።
ቀፅለሉ ከዓ ጠቃሚ ስለዝኾነ።
Berihan says:
Fremre adna
Helen says:
የቀንየልና! ክብረታዕ ዝግበኦ ስራሕ እዩ ቀጽሉሉ🙌🏼
ኣታኽልቲ says:
ዓንዶም ሓውና ካብኻ ብዙሕ ንፅበ ነይርና ምስ ኣዕርኹተይ
ኣይሓፈርናይ ‘ለ !
Andom says:
የቐንየለይ።
Tennis says:
Great
brhan eye says:
ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ
Krsteya says:
ዋይ ትግርኛ እስቲ ንመሀሀር