ፈተና 4: ዘራእቲ፣ ፍራፍረን ኣሕምልትን

እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ብዛዕባ ዘራእቲ፣ ፍራፍረ፣ ኣሕምልትን ተዛመድቲ ነገራትን ዮም። ኩሎም ትግራይ መሰረት ዝገበሩ ዮም።

This quiz no longer exists

Results

#1. ፍሪኡ ዘይብላዕ ኦም/ገረብ ኣየናይ ዩ?

#2. ካብዞም ዝስዕቡ ኣብ ሓጋይ ዘይባፅሕ ፍረ ኣየናይ ዩ?

#3. ስሙን ምስሉን ብትኽክል ዘይተፃመደ

#4. "ተቖኒነ ግልብጭ ተላኽየ ኣደስ፣ ነቶም በዓል ገዛይ ደስ ከብሎም ደስ" ኣብ ዝብል ኣደስ እንታይ ዩ?

#5. ካብዞም ዝስዕቡ ኩዕንቲ ኣየናይ ዩ?

#6. ብትኽክል ዘይተፃመዱ ዘራእቲ/እኽሊ

#7. ንእንጀራ ዝኸውን እኽሊ (ካብ ሓደ ንላዕሊ ምምራፅ ይከኣል ዩ)

Select all that apply:

#8. ጥቕሙን ስሙን ብትኽክል ዘይተዛመደ

#9. ኣብ ገጠራገጠር ትግራይ ሱሩ ኣብ ክንዲ ቀጠፍ (ቆፅሊ ሻሂ) ኮይኑ ዘገልግል ተኽሊ

#10. ፍረ ወይ ተኽሊ በለስ ዘየርኢ ምስሊ

Finish
  1. Aklilu Gebru Gebremichael says:

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕዩ ብፍላይ ነቲ ኣብ ደገ ዝነብር ህዝብናን ናኣሽቱ ህጻውንቲ ዓቢ ክስቢ ዝረክብሉ ድሕረ ገጽ’ዩ ።የቀንየልና

      • Dawit Berhe says:

        አብ ትግራይና ብርክት ዝበሉ ዘራእትን ፍራምረን ኣሕምልትን ኣለው ፡፡ገሊኦም ንምዝክካር ዝኣክል፡፡ ካብ ዘራእቲ:- ስርናይ ፡ስገም ፡ ጣፍ፡ ሎይቋ ፡ዳጉሻ፡ ዓተርን ዓይኒ ዓተርን ፡፡
        ካብ ፍራምረ ድማ ፡- ዘይቱሁን ፡ለሚን ፡መንደሪኒ ፡፡
        ) ብ ኣሕምልቲ ድማ ፡- ሓምሊ ፡ ሰላጣ፡ ቆስጣን፡፡

    • ስሕተት ተፈጢሩ እንተኾይኑ ክንምርምሮ ብደንቢ ዶ ክተብራህርሀልና

      • Muez says:

        አነ እውን10 መሊሰ 9ካብ 10 ኢሉኒ ዝተሰሓሓትክዎ ሕቶ እውን አይርእይን።

      • ኣታኽልቲ says:

        ኣነ እውን ኹለን መሊሰየን እንድየ ግን 9 እዩ ኢሉኒ! ቑጽሪ 7 ግን ሰለስተ ጥራሕ እየ መሪጸሞ ምናልባት ንሳ ከይትኸውን እታ ስሕተት!

    • Yonas says:

      ደስ ይብል
      ኣተዓባብያና ትውፊታትና ንርስዕ ከይንህሉ ፅቡቅ ጅማሮ ንኺድ እስቲ

  2. ፍረ says:

    ሰላም ሰላም ቆፅሊ ኣደስ ዕጣን እውን እዩ ናይ ፀጉሪ ቆፅሊ ጥራይ ኣይኮነን።
    ቀፅለሉ ከዓ ጠቃሚ ስለዝኾነ።

  3. ኣታኽልቲ says:

    ዓንዶም ሓውና ካብኻ ብዙሕ ንፅበ ነይርና ምስ ኣዕርኹተይ
    ኣይሓፈርናይ ‘ለ !

    • Girma hagos says:

      ብጣዕሚ ሓሪፍ እዩ
      ኣብ ኩሉ ዙር ፅቡቕ ንዝሰርሐ መተባብዒ ሽልማት ተዝህልዎ ግን ፅቡቕ ኔሩ

  4. Desta haylemaryam says:

    ደስ ዝብል ሕቶታት ዩ ቀፅልዎ ደቂ ዓደይ

  5. weldesenbet hagos says:

    አብ ሓጋይ ዘየፍሪ ትብል ንካተዐላ ግዲ???

  6. ፍትሃ says:

    ኣብዙ ግዘዚ ሃምዚ ዓይነት ዓድና እንፈልጠሉ መገዲታት ምድላውኹም ቃሕ ይብል፡፡

Leave a Reply to Kahsu Hagos Cancel Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

You may use these HTML tags and attributes:

<a href="" title=""> <abbr title=""> <acronym title=""> <b> <blockquote cite=""> <cite> <code> <del datetime=""> <em> <i> <q cite=""> <s> <strike> <strong>