እዚ ፈተና ኣብ ሓድጊ መምህር ግእዝ ብዝኾኑ ግዱስ ቀሺ ብርሃነሂወት ግርማይ ዝተዳለወ ዩ። ኣብ ግእዝ ዘለኩም ፍልጠት መርምሩ። ዝበለፀ ንምምሃር ድማ ኣብ ሓድጊ (ዌብሳይት፣ ዩትዩብ፣ ፌስቡክ፣ ትዊተር፣ ኢንስታግራም) ተኸታተሉና።
ብሰናይ ፍቓዶም ተገዲሶም ትምሀርትን ፈተናን ብምድላው ምስ ግእዝ ክንላለ ዝፅዕሩ ዘለው መምህር ቀሺ ብርሃነሂወት ግርማይ ብሽም ሓድጊ ኣዚና ነመስግን።
ካብዞም ዝስዕቡ ቃላተ ግእዝ ስመ አካላት ብልሳን ትግርይና ፍታሖም እናረኣኹም ፊደል ምረፁ።
Results

ዘሕጉስ ውፅኢት፣ ኣገንዕ/ዒ!
በይዘኦም/አን ውፅኢቶም/ተን ብምልጣፍ ከልኦት ‘ውን እዚ ፈተና ክወስዱ/ዳ ኣተባብዑ/ዓ።
ብዛዕባ ትግራይን መስሕባታን ኣብ ዩቱዩብ ቻናልና ክትከታተሉ ብኽብሪ ንዕድም።

ዝኸኣልኩሞ/ክነኦ ፈቲንኩም ኢኹም/ኽን። የቐንየልና!
በይዘኦም/አን ውፅኢቶም/ተን ብምልጣፍ ከልኦት ‘ውን እዚ ፈተና ክወስዱ/ዳ ኣተባብዑ/ዓ።
ኣብ ቀፃሊ ንምምሕያሽ ብዛዕባ ትግራይን መስሕባታን ኣብ ዩቱዩብ ቻናልና ክትከታተሉ ብኽብሪ ንዕድም።
#1. ካብዞም ዝስዕቡ ቃላት ግእዝ 'መቐመጫ' ንዝብል ቃል ትግርይና ፍታሕ ክኸውን ዝኽእል ኣየናይ እዩ?
#2. ካብዞም ዝስዕቡ ቃላት ግእዝ 'ሓናት' ንዝብል ቃል ትግርኛና ፍታሕ ምረፅ
#3. ካብዞም ዝስዕቡ ቃላት ግእዝ 'ማእገር' ዝብል ፍታሕ ዘለዎ ጥራሕ ምረፁ
#4. ካብዞም ዞስዕቡ ቃላት ግእዝ 'ጭዋዳ' ኢድ ንዝብል ፍታሕ ዝኾነ ምረፁ
#5. ካብዞም ዝስዕቡ ቃላት ግእዝ ን'ዓካርዓካሪቶ' ዝውክል ፍታሕ ቃል ኅረዩ
#6. ካብዞም ዝስዕቡ ቃላት ግእዝ 'ጎኒ' ንዝብል ፍታሕ ድለዩ
#7. ብትግርኛ 'ምሕኹልቲ' ዝብል ፍታሕ ብልሣን ግእዝከ እንታይ ንብሎ?
#8. ጓጓ ንዝብል ቃል ትግርይና ብግእዝ -------- ማለት እዩ
#9. ካብዞም ዝስዕቡ ቃላት ግእዝ 'ምጉሪጭት' ዝብል ፍታሕ ዘለዎ ኣየናይ እዩ?
#10. ካብዞም ዝስዕቡ ቃላት ግእዝ 'ኸብዲ እግሪ' ዝብል ፍታሕ ዘሓዘ ጥራሕ ምረፁ
Zufan says:
እግዚአብሔር ጸጋ በዴበ ጸጋ ያበዘሕለክሙ
ሠናይ ትምህርት ውእቱ
ቀጽሉሉ
yemane says:
ደስ ይብል ብጣዕሚ ቀፅልሉ
Kem gezay says:
ጽቡቅ ትምህርቲ ቀጽልሉ 7/10 ኣምጺኤ ንስካትኩም ከዓ ፈትኑ
firaol says:
Start typing…result
ሚላው says:
ደስ ዝብል ጅማሮ እዩ ከይተቋርጽዎ