ግእዝ ፈተና ቁ፩

እዚ ፈተና ኣብ ሓድጊ መምህር ግእዝ ብዝኾኑ ግዱስ ቀሺ ብርሃነሂወት ግርማይ ዝተዳለወ ዩ። ኣብ ግእዝ ዘለኩም ፍልጠት መርምሩ። ዝበለፀ ንምምሃር ድማ ኣብ ሓድጊ (ዌብሳይትዩትዩብፌስቡክትዊተርኢንስታግራም) ተኸታተሉና።

ብሰናይ ፍቓዶም ተገዲሶም ትምሀርትን ፈተናን ብምድላው ምስ ግእዝ ክንላለ ዝፅዕሩ ዘለው መምህር ቀሺ ብርሃነሂወት ግርማይ ብሽም ሓድጊ ኣዚና ነመስግን።


ካብዞም ዝስዕቡ  ቃላተ ግእዝ ስመ አካላት ብልሳን ትግርይና ፍታሖም እናረኣኹም ፊደል ምረፁ።

Results

#1. ካብዞም ዝስዕቡ ቃላት ግእዝ 'መቐመጫ' ንዝብል ቃል ትግርይና ፍታሕ ክኸውን ዝኽእል ኣየናይ እዩ?

#2. ካብዞም ዝስዕቡ ቃላት ግእዝ 'ሓናት' ንዝብል ቃል ትግርኛና ፍታሕ ምረፅ

#3. ካብዞም ዝስዕቡ ቃላት ግእዝ 'ማእገር' ዝብል ፍታሕ ዘለዎ ጥራሕ ምረፁ

#4. ካብዞም ዞስዕቡ ቃላት ግእዝ 'ጭዋዳ' ኢድ ንዝብል ፍታሕ ዝኾነ ምረፁ

#5. ካብዞም ዝስዕቡ ቃላት ግእዝ ን'ዓካርዓካሪቶ' ዝውክል ፍታሕ ቃል ኅረዩ

#6. ካብዞም ዝስዕቡ ቃላት ግእዝ 'ጎኒ' ንዝብል ፍታሕ ድለዩ

#7. ብትግርኛ 'ምሕኹልቲ' ዝብል ፍታሕ ብልሣን ግእዝከ እንታይ ንብሎ?

#8. ጓጓ ንዝብል ቃል ትግርይና ብግእዝ -------- ማለት እዩ

#9. ካብዞም ዝስዕቡ ቃላት ግእዝ 'ምጉሪጭት' ዝብል ፍታሕ ዘለዎ ኣየናይ እዩ?

#10. ካብዞም ዝስዕቡ ቃላት ግእዝ 'ኸብዲ እግሪ' ዝብል ፍታሕ ዘሓዘ ጥራሕ ምረፁ

Finish
  1. shewit solomun says:

    I like it so much, keep it and work hard to save our cultural identity. try to post every day like this to know more. you know geez nowadays is not popular in Tigray, so we must turn to our identity and save this language from extinction.
    In the end, I want to give recognition to HADGITOURISM. I have big respect for your contributions.

  2. ብርሃነ says:

    ብከመይ ካብ መጀመርታ ክንመሃር ንኽእል በጃኹም ሊንክ ተሃልዩ ሓቡርና

  3. እግዚአብሔር ጸጋ በዴበ ጸጋ ያበዘሕለክሙ
    ሠናይ ትምህርት ውእቱ
    ቀጽሉሉ

  4. Kem gezay says:

    ጽቡቅ ትምህርቲ ቀጽልሉ 7/10 ኣምጺኤ ንስካትኩም ከዓ ፈትኑ

  5. Birhan gal keshi says:

    ድሕሪ ሀዚ በርቲዐ ከንብብ ከምዘለኒ ተረዲአ ኣለኹ ብጣዕሚ የቀንየልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣቦናን ኣሕዋትናን ኩልና ድማ ንሳተፍ

  6. 7/10
    ካልኦትኩም እውን ፈትኑ ተፈተኑ።
    ግእዝ ናይ ትግራይና እዩ።ናይ ባዕልና።
    ክብሪን ፍቕሪን ዓዲ ባዕልኻ ብምዃን ይግለፅ።

  7. Wegahta says:

    የቀንየልና ብጣዕሚ ፅቡቅ ት/ቲ እዩ ቀፅልሉ ???

  8. Kbrom kidanu says:

    ሰላም ለኩልኩሙ
    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅልሉ
    አነ እኳ 10/10 እየ አምፅየ ፈሊጠዮ ድየ ብግምት እንድዒ

  9. Fitsum G says:

    የቐንየልና ቀሲስ
    የቐንየልና Hadgi
    ኣብ ቋንቋ ትግርይና(ኛ) እውን ጥንቅቕ እናበልና።
    መቐመጫ-መቐመጢ
    ጭዋዳ- ቅልፅም

    • ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሉ ክንማሃር ብግምት ፈቲነያ ሓንቲ ኣምፅአያ ግን ስለ ዘይተረደአትኒ 9/10 ንግበሮ

  10. ኣክያ says:

    የቐኔልና ነዚ ፈተና ዘዘጋጀኹምልና ካብ ልቢ ኢና ነመስግን
    ካብዚ ንለዓሊ ንክተገልግሉ እግዚአብሔር ብዕድመን ጥዕናን ይሓልውኹም

  11. አትርሳው says:

    ትግርኛ ባልችልም በትንሹ ለመረዳት ሞክሬያለሁ:: እመ ብርሃን ፀጋ በመንፈስ ቅዱስ ታክብርክሙ።

  12. ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሉ ክንማሃር ብግምት ፈቲነያ ሓንቲ ኣምፅአያ ግን ስለ ዘይተረደአትኒ 9/10 ንግበሮ

  13. ነብየልኡል ዘገየ-ረታ says:

    መሰረት ቛንቛና ዝኾነ ግእዝ ምፍላጥና ንምዕባለ ኣገዳሲ እዩሞ , ቐፅልሉ። የቕንየልና!!!

  14. Tsinat says:

    የቐንየልና ኩልኹም አሕዋት:: ግዕዝ ክመሃር ዓብይ ድሌት አለኒ: ንዚ ዝጠቕመኒ ድማ ሳላኹም አብዚ ይምሃር አለኹ::

Leave a Reply to seare Ekubay Cancel Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

You may use these HTML tags and attributes:

<a href="" title=""> <abbr title=""> <acronym title=""> <b> <blockquote cite=""> <cite> <code> <del datetime=""> <em> <i> <q cite=""> <s> <strike> <strong>