መሥርቶተ ዐረፍተ ነገር በእንተ ፲ሩ መራኅያን

#አነ ውእቱ ብርሃነ ሕይወት። / ኣነ ብርሃነ ሕይወት እየ።
#አነ ሰባኬ ወንጌል ውእቱ እምመካነ ሰማዕት ቅ/ቂርቆስ ቤ/ክ ።/ ኣነ ኣብ መካነ ሰማዕት ቅ/ቂርቆስ ቤ/ክ ሰባኬ ወንጌል እየ።
#ንሕነ ነገደ አግዓዝያን እሙንቱ ። / ንሕና ነገድ ኣግዓዝያን ኢና።
#ንሕነ አክሱማውያን ። / ንሕና ኣክሱማውያን ኢና።
#ንሕነ ንሕነ እሙንቱ። / ንሕና ንሕና ኢና።
#አንተ ውእቱ ገባሬ ሠናይ። / ፅቡቕ ሥራሕ ሠሪሒ ንስኻ ኢኻ።
#አንተ አቡሆሙ ለካሌብ ወለበአማን። / ንስኻ ንካሌብን በኣማን ኣቡኦም ኢኻ።
#አንተ ንጉሥነ ። / ንስኻ ንጉሥና ኢኻ።
#አንተ አምላክነ ወአንተ ንጉሥነ። / ንስኻ አምላኽና ንስኻ ንጉሥና።
#አንትሙ ውእቱ ብርሃኑ ለዓለም። / ንስኻትኩም ንዓለም ብርሃኑ ኢኹም።
#አንትሙ ነገደ አግዓዝያን እሙንቱ። / ንስኻትኩም ነገድ ኣግዓዝያን ኢኹም።
#አንትሙ ውእቱ ገባርያነ እኪት። / ንስኻትኩም ገበርቲ እኸይ ኢኹም።
#አንቲ ውእቱ ዕፅ ቡሩክ። / ብሩኽ ዕንፀይቲ ንስኺ ኢኺ ።
#አንቲ ውእቱ ወለተ አረጋዊ ጻድቅ። / ንስኺ ጓል ፃድቕ ኣረጋዊ ኢኺ።
#ውእቶን ነሥአ መኃትዊሆን። / ንሳተን መብራህተን ወሰዳ።
#ውእቶን ደናግለ ሥጋ እማንቱ ። / እሳተን ብሥጋ ደናግል እየን
#ውእቶን ሠናያነ ገጽ እማንቱ። / እሳተን መልከዐኛታት እየን።


ብቀሲስ ብርሃነ ሕይወት ግርማይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

You may use these HTML tags and attributes:

<a href="" title=""> <abbr title=""> <acronym title=""> <b> <blockquote cite=""> <cite> <code> <del datetime=""> <em> <i> <q cite=""> <s> <strike> <strong>