ቀዳማይ መደብ
አነ = ኣነ
ንሕነ = ንሕና
ካልኣይ መደብ
አንተ = ንስኻ
እንትሙ = ንስኻትኩም
አንቲ = ንስኺ
አንትን = ንስኻትክን
ሣልሳይ መደብ
ውእቱ = ንሱ
ውእቶሙ = ንሳቶም
ይእቲ = ንሳ (እሳ)
ውእቶን = ነሳተን (እሳተን)
እሉ እሙንቱ ዐሥሩ መራኅያን።
እሙንቱ = ንሳቶም
እላንቱ = ንሳተን
ቀዳማይ መደብ
አነ = ኣነ
ንሕነ = ንሕና
ካልኣይ መደብ
አንተ = ንስኻ
እንትሙ = ንስኻትኩም
አንቲ = ንስኺ
አንትን = ንስኻትክን
ሣልሳይ መደብ
ውእቱ = ንሱ
ውእቶሙ = ንሳቶም
ይእቲ = ንሳ (እሳ)
ውእቶን = ነሳተን (እሳተን)
እሉ እሙንቱ ዐሥሩ መራኅያን።
እሙንቱ = ንሳቶም
እላንቱ = ንሳተን
yemane says:
ብጣዕሚ ፅብቅ ቀፅልሉ
ብዝበለፀ ድማ ስፍሕ ብዝበለ ብቪድዮ ኣብ ቀፃሊ ክንፅበየኩም
ኩሉ ግዜ ብፕሮግራም ተዝከውን ይምረፅ
Andom says:
ብቪድዮ እውን ጀሚርና ኢና ኣብ https://www.youtube.com/c/hadgi ኣቲኹም ሳብስክራብ ብምግባር ክትከታተሉና ንዕድም።
nechey says:
እላንቱ (እማንቱ) ይመስለንይ ተተጋግያ ይቀርታ
weldesenbet hagos says:
የቀንየልና መምህረ ህየወት ወልሳነ ጎእዝ
Tesfay Kinfe says:
ኣንቲ ፣ኣንታ፣ኣንቱም፣ኣንትን ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ዝውቱር እዩ። ንስኺ፣ንስኻ፣ንስኻትኩም፣ንስኻትክን ዝብል ተጠቒምካ?
Tesfay Kinfe says:
ኣንቲ ፣ኣንታ፣ኣንቱም፣ኣንትን ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ዝውቱር እዩ።ንምንታይ ንስኺ፣ንስኻ፣ንስኻትኩም፣ንስኻትክን ዝብል ጥራሕ ተጠቒምካ?