ሰላምታ ዘነግህ
እፎ ኀደርከ አቡየ= ኣቦይ ከመይ ሓዲርካ? (ከመይ ከሓዲርካ ኣቦይ?)
እፎ ኀደርኪ እምየ =ኣደይ ከመይ ሓዲርኪ?
እፎ ኀደርከ እኁየ = ሓወይ ከመይ ሓዲርካ?
እፎ ኀደርኪ እኅትየ = ሓፍተይ ከመይ ሓዲርኪ?
እፎ ኀደርከ ወልድየ = ዝወደይ ከመይ ሓዲርካ?
እፎ ኀደርኪ ወለትየ = ዛጓለይ ከመይ ሓዲርኪ?
እፎ ኀደርከ ሔውየ = ኣባሕጎይ ከመይ ሓዲርካ?
እፎ ኀደርኪ ሔውትየ = እናሕጎይ ከመይ ሓዲርኪ?
እፎ ኀደርከ ዱድየ = ኣኮይ ከመይ ሓዲርካ?
እፎ ኀደርኪ ዱዲትየ = ሓትነይ ከመይ ሓዲርኪ?
Yosef says:
Its good one language farher for father