ግእዝን ግዕዝን

ግእዝን ግዕዝን ናይ ሰማይን ምድር ኣፈላላይ ኣለዎም።

ማለት
ቀዳማይ መጀመርታ መፈለምታ ፊደል በኹሪ
አ በ ገ ደ ሀ ወ ዘ
ከም እንብሎ እዩ

ንቋንቋ ግእዝ እንብሎ ማለት ዩ።

ግእዝ እናበልና ክንስይሞም ዝግባእ

  • ግእዝ ንቋንቋ ግእዝ።
  • ግእዝ ንፊደል ገበታ ግእዝ ውርዲ ንባብ ከምእንብሎ
  • ግእዝ ንዜማ ቅ ያሬድ (ግእዝ፣ ዕዝል፣ አራራይ) ግእዝ ብዝብል ስም መጸውዒኦም እዩ።

ስለ ግዕዝ ክንጽሕፍ እንተኾይና

  • ግዕዝ ንሃገር

እስከ ዮም ትትፌሣሕ ግዕዝ (ትግራይ) ማለት እዩ

  • ግዕዝ ነፃነት ወሰበከ ሎሙ ግዕዛነ ለጺውዋን ከምዝብሎ

ወዘተርፈ


ብቀሲስ ብርሃነ ሕይወት ግርማይ

  1. Birhane says:

    ሓድጊ….
    ፅቡቕ ትምህርቲ ትህቡ ኣለኹም ቐፅሉሉ

  2. Haftom Gebreslassie says:

    ኽብረት ይሃበልና የቐንየልና። ጽቡቕ ስራሕ እዩ ቐጽልሉ።

  3. መሐሪ says:

    ተበጉሶኩም ብሓቂ ዝበረታታዕን ዝድነቅን እዩ ። ትግራይ ኣዝያ ሰፋሕን ምስጢራዊትን ምኻና ብንእሽተዩ ካብዘን ስራሕትኩም ምርዳእ ይካል እዩ እሞ መንበብቲ ብዝበልጽ እናትዘናድዑ ከንብቡ ሽፋን ሕቶታትኩም ብምስፋሕ ተትስሩሑ ዝበለጸ ነይሩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

You may use these HTML tags and attributes:

<a href="" title=""> <abbr title=""> <acronym title=""> <b> <blockquote cite=""> <cite> <code> <del datetime=""> <em> <i> <q cite=""> <s> <strike> <strong>