ቦታን ኣቀማምጣን ትግራይ ሓፈሻዊ ሕቶታት

እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ብዛዕባ ቦታን ኣቀማምጣን ትግራይ ሓፈሻዊ ትሕዝቶ ዘለዎም እዮም። ንባዕልኹም ፈቲንኩም ንኻልኦት ብምክፋል ክትሳተፉ ብትሕትና ንሕብር።

Results

#1. ካብዞም ዝስዕቡ ቦታታት ምስ ዝርከበሉ ከባቢ ብትኽክል ዘይተዛመደ ምረፁ

#2. ገለበዳ ኣበይ ይርከብ?

#3. ንምድያቡ ከቢድ ዘይኮነ ገዳም

#4. ኣብ ታሪኽ እስልምና ትግራይ ዕዙዝ ቦታ ኣለዋ። ትምህርቲ ቁርኣ ይወሃበላ ከምዝነበረን ልዕሊ 40 መሳጊድ ከምዝነበሩዋን ዓበይቲ ዓዲ እስልምና እቲ ከባቢ ይዛረቡ።

#5. ብሄረሰብ ኩናማ ዝውቱር ዘይኮነ ከባቢ ትግራይ

#6. ናይ ሃፀይ ዮሃንስ ቤተመንግስቲ ዘይርከበሉ ቦታ

#7. ኣብ ኢሮብ ዘይርከብ ቤተክርስትያን ወይ ገዳም

#8. ትግራይ ምስ ካልኦት ዓድታት ኣብ ዘዋስኑ ከባብታት ከም መፍለዪ ዘየገልግል ሩባ

#9. ካብዞ ዝስዕቡ ቅደም-ሰዓብ ትኽክል ዘይኮነ

#10. እዘን ከተማታትን ዝፈላልየን ሩባን ትኽክል ዘይኮነ

Finish

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

You may use these HTML tags and attributes:

<a href="" title=""> <abbr title=""> <acronym title=""> <b> <blockquote cite=""> <cite> <code> <del datetime=""> <em> <i> <q cite=""> <s> <strike> <strong>