ሕቶታት በዓል ዒድ

እዞም ዝስዕቡ በዓል ዒድ ምኽንያት ብምግባር ብሓድጊ ቱሪዝም ዝተዳለው ሕቶታት እዮም። እስልምና ትግራይ ልዕሊ ዓለሙ ታሪኻዊ እኳ እንተኾነ ፈፂሙ ኣይተሰነደን። እዞም ሕቶታት ፈቲንኩም ርድኢትኩም ክትፍትሹን፣ ዝሓሸ ሓበሬታ ዘለኩም ድማ ክተካፍሉናን ብኽብሪ ንዕድም።

 
QUIZ START

Results

እንኳዕ ናብ በዓል ዒድ ብሰላም ኣብፀሐኩም!

ኣብ እስልምና ትግራይ ዘሕብን ርድኢት ኣለዎም። ፍልጠቶም ዝበለፀ ንምዕባይ እዚ መልግብ ይከተሉ። ንኻልኦት እውን የካፍሉ።

እንኳዕ ናብ በዓል ዒድ ብሰላም ኣብፀሐኩም!

ዝገበርዎ ፈተነ ዝነኣድ እዩ። ብዛዕባ እስልምና ትግራይ ንምንባብ እዚ መልግብ ይከተሉ። ንኻልኦት እውን የካፍሉ።

#1. ኣብ ምድሪ ዓዘቦ፣ ‘ዓዲ ኣቦና’ እንዳተብሃለ ዝፅዋዕ ከባቢ እዩ። ጣልያን መስጊድ ሰሪሑ ኣብ ጎኑ ከሰልፎም ፈቲኑ ተጋሩ ተኸተልቲ እስልምና ኣይንደልን ኢሎም ኣባሪረሞ። እቲ መስጊድ ከይተዛዘመ ተሪፉ፣ ክሳብ ሎሚ ዑና ኮይኑ ይረአ። እዚ መስጊድ እዚ እኝታይ ይበሃል?

#2. ካብዞም ዝስዕቡ ትኽክለኛ ፅምዲ ዘይኮነ ኣየናይ እዩ?

#3. ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝተሃንፀ መስጊድ (First built mosque in Africa) ተባሂሉ ዝፍለጥ መስጊድ ኣየናይ እዩ?

#4. ኣብ ትግራይ (ኢሉ እውን ኣብ መላእ ምድሪ ሓበሻ) ማእኸል ትምህርቲ እስልምና፣ ከምኡ እውን ንልዕሊ 1,000 ዓመት ናይ መወዳእታ ፍርዲ ሸሪዓ ዝወሃበላ ኮይና ፀኒሓ እያ። እዛ ከተማ መን ትበሃል?

#5. ብዛዕባ መስጊድ ኣል ነጃሺ ትኽክል ዘይኮነ ኣየናይ እዩ?

#6. ተኸተልቲ እስልምና ብሰንኪ እምነቶም ኣብ መካ ጅምላዊ ጨፍጫፍ ምስበፅሖም፣ ነብዩ መሓመድ ተኸተልቱ ናብ ኣቢሲንያ (ኣክሱም) ንክኸዱ እንታይ ኢሉ ምዒዱዎም?

#7. ብዛዕባ ኣራ ትኽክል ዘይኮነ ፍለ

#8. ካብዞም ዝስዕቦ ሃይማኖታዊ ስፍራታት እስልምና ምስ ዝርከበሉ ቦታ ብትኽክል ዘይፃመደ ኣየናይ እዩ?

#9. በዝሒ ናብ ትግራይ ዝተጉዓዙ ናይ መጀመርታ ተኸተልቲ እስልምና ክንደይ ተባሂሉ ይፍለጥ?

#10. እዚ ኣብ ምስሊ ዝረአ ዘሎ መስጊድ እንታይ ይበሃል?

Previous
Finish
  1. Kesatea says:

    This type of work should continue! This is really a big move by #HADGITOURISM.
    Much respect!

  2. Mohammedadem Asleman Abdulkadir says:

    Thank you for your great work. I thought I know on this issue very well but sadly I dont. got 6 /10 🙂

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

You may use these HTML tags and attributes:

<a href="" title=""> <abbr title=""> <acronym title=""> <b> <blockquote cite=""> <cite> <code> <del datetime=""> <em> <i> <q cite=""> <s> <strike> <strong>