Results
የዒስ!
ፅሑፋት ሓድጊ ይከታተላ/ሉ!
#1. ምስ ጣልያን ከቢድ ኲናት ዝተኻይደሉ ጎቦ (እምባ) ኣየናይ እዩ?
#2. “ዓዲ ኣርቃይ” ኣብ ዝብል ቃል ኣርቃይ ብትግርኛ እንታይ ማለት እዩ?
#3. ኣብ እግሪ ኣብያተ ክርስትያናት ማርያም ቆርቆርን ዳኒኤል ቆርቆርን ዝርከበሉ ጎቦ ገርዓልታ እትርከብ ከተማ መን ትብሃል?
#4. ካብ እንዳባጉና ናብ ማይ ፀብሪ ኣብ ዝወስድ ኣውራ መንገዲ ብሰሜንን ደቡብን ተከዘ ዝርከባ ክልተ ከተማታት መነመን ይበሃላ?
#5. “በራሕለ ዓድኹም ቀልቀል ባሕሪ፥ ብርኩታ ቀለብኩም ተረፍ ጓህሪ” ብርኩታ እንታይ ዩ?
#6. ካብ ዛላንበሳ ተበጊስና ናብ ኢሮብ እንትንጓዓዝ ዥርከባ ከተማታት ትኽክለኛ ቅደም-ሰዓብ ኣየናይ እዩ?
#7. ብዛዕባ ቃላይ ሓሸንገ ትኽክል ዘይኮነ ኣየናይ እዩ?
#8. እዘን ኣብ ላዕሊ ዝርከባ ምስልታት ካብ 1-4 ብቅደም ሰዓብ ኣበይ ኣበይ ይርከባ?
#9. ሁራ ሰለስተ ዝበሃል ስልቲ ፀወታ ኣብ ትግራይ ብዝበለፀ ኣበይ ከባቢ ይዝውተር?
#10. ንልዕሊ 1000 ዓመት ማእኸል ቤት ፍርዲ ሻሪዓ ኮይና ከምዘገልገለት ዝንገረላ፣ ብርክት ዝበሉ መሳጊድ ዘለውዋ ንኡሽተይ ከተማ መን እያ?
Samuel says:
Keep it up : we want to know our tigray.
Dejen Asmelash says:
This is very Good…keep it up
Hiwot Robins says:
ማሪያም ደንገላት ኣበይ ትርከብ?
1. ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ጣቖት
2. ኣብ ውቕሮ
3. ኣብ ሓውዜን
4.ኣብ ዓዲግራት
Andom says:
የቐንየልና!