ሕቶታት ኣሸንዳ ፩

እዞም ዝስዕቡ ኣሸንዳ ተኮር ሕቶታት እዮም። ምስ ኣሸንዳ ንባዕልና ተላሊና ኣብ ዙርያና ዘለው ሰባት ነላሊ። ውፅኢትና ብምልጣፍ ሰባት ንኽፍትኑ ነተባብዕ።

Results

#1. ብዛዕባ ኣሸንዳ ትኽክል ዘይኮነ

#2. “ቆልዓ ኣሸንዳ ሪኢኻ ኣይትተሓፀ” እንታይ ንምግላፅ ዩ?

#3. ኣብ በዓል ኣሸንዳ ዘይዝውተር

#4. ኣብ ትግራይ ናይ ኣሸንዳ ተወሳኺ መፀውዒ ዘይኮነ

#5. ንበዓል ኣሸንዳ ብዙሕ ቅርበት ዘይብሉ ፎቶ

#6. ምስ በዓል ኣሸንዳ ተታሒዙ ስማ ዝለዓል ጓለ ኣንስተይቲ

#7. ኣዋልድ ኣሸንዳ ኣብ ዘኽብራሉ እዋን፣ ኣወዳት እንታይ ክገብሩ ትፅቢት ይግበር

#8. ደርፊ ኣሸንዳ ዘይኮነ

#9. ብዛዕባ ኣሸንዳ ትኽክል ዘይኮነ

#10. ብዛዕባ 'ዓይኒ ዋሪ' ትኽክል ዘይኮነ

Finish
  1. ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ትርከብ ተጋሩ ኣሕዋተይን ኣሓተይን ሰላምኩም ይብዛሕ ….እሞ ብምቅፃል ደስ በሃሊ ሕቶታት እዮም ዘይንፈልጦ ዝነበረ ባህሊ ዓድና ስለ ዘፍለጥኩምና ኣዚና ኢና ነመስግነኩም !!! ቀፅሉሉ ኣጆና ትግራይ ትስዕር :;

  2. አለማ ተስፋይ says:

    Hadgitourism – you are doing great job. Keep doing what you are doing! Thank you..

  3. Gebreslassie says:

    ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ።ባህልካ ምፍላጥ እቲ እንኮ ናይ ስልታነካ ጉዕዞ መብርሂ ስለዝኾነ

  4. ባህሊ ትግራይ ኣብ ምፍላጥን ዝተረስዑ ፀጋታትና ኣብ ምሕዳስ እትገብርዎ ፃዕር ኣዕሪየይ ያድንቐኩም። በርቲዕኹም ቐፅሉሉ።

    • ገነት says:

      ባህሊ ትግራይ ኣብ ምፍላጥን ዝተረስዑ ፀጋታትና ኣብ ምሕዳስን እትገብርዎ ፃዕሪ ኣዕሪየይ ያድንቐኩም። በርቲዕኹም ቐፅሉሉ።

      ያቕንየለይ።

  5. ቁጽሪ ሐደ ብጠቅላላ ትግራዋይ ዝገልፀ ሕቶ ዘይኮነስ ብም ዕራባዊ ዓለም ዝተባዕጠ ሕቶ እዩ። አብ አፃብ ዕቲ ዝ እሰር መስቅል ዝስየ እምበር መስቅል ዝባካ ዝባሃል የልን ንሱ ድማ ከም ሃይማኖት ቀዳም ሱዑር እዩ ዝግበር። እቲ ጋል ንጉስ ዩፍታሄ ኮይኑ ዝቀረባ ይሰረዝ ዘይኮነ ታሪክ ካብ እንማሃርን እነምህርን።

  6. Kiros Gtet says:

    ናይ ብሓቂ ቁ6. ምንም ሰሚዐ ኣይፈልጥን ኣፈልጦን። እሰኪ ሞኩርዎ

  7. ይብራህ መስፍን says:

    ብጣዕሚ ኣዚዩ ሃናጽን ኣናቓቓሕን መደብ ኢዩ ። ነዚ ሓድሽ ወለዶ ብፍላይ ጠቓሚ ኢዩ‘ሞ ቀጽልዎ እብል ።

  8. ሕቶ ቁፅሪ 10 ግን , ብዛዕባ ዓይኒ ዋሪ ትኽክለኛ ዝኾነ ናብ ዝብል እንተዝቅየር ይመስለኒ።

  9. Tsigab says:

    ቀፅሉሉ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል,ዘይንፈልጦ ኣፍሊጥኩምና

  10. ደስ በሃሊ ሕቶ እዩ። ርሑስ በዓል ኣሸንዳን ና እምበይትና ድንግል ማርያም ዕርገትይ ይምነ።

  11. Habtamu says:

    ብዛዕባ ኣሸንዳ ዓለም ክትፈልጦ ምግባር
    ሓደ ካብቶም ሃፍቲ ቱሪዝም ትገራይ ምዃኑ ምግንዛብን የድልየና ክንዕቅቦ ዝግበአና ሃፍትና እውን እዩ።

  12. Samson says:

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ጅማሮ እዩ:: ክቕፅል : ክበረታታዕ: ክሰፍሕ ይግባእ::
    ነተን ተተካእቲ ወለዶ ካብ ትግራይ ወፃኢ ዘለዋ እቲ ናይ ግእዝ ምንባብ ንዘይኽእላ/ሉ ንምስሓብ እውን ብእንግሊሽ ተዝውሰኸሉ ይብል:: ማለት እውን ብሰለስተ ደረጃታት ክእለት ተኸፋፉሉ ቀሊል/ easy/: ማእከላይ /Medium/ እና ከቢድ /Challenge/ ኢሉ ንቐፃላይ ብሰፊሕ ተዝዳለው/ተዝቐርብ::

  13. ደስ ዝብል ጅማሮ እዩ እቲ ዌብሳይት ስፍሕ ዝበለ ተዝኸውን መፃምድቲ ሰብ ተትገብር ኣስፊሕኻ መተሰረሐ ን ጅማሮ ሰናይ እዩ

  14. Ashenafi Yemane says:

    Keep this up on other historical and cultural gems of tigray guys. .. … Much appreciated ?

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

You may use these HTML tags and attributes:

<a href="" title=""> <abbr title=""> <acronym title=""> <b> <blockquote cite=""> <cite> <code> <del datetime=""> <em> <i> <q cite=""> <s> <strike> <strong>