The following are short quizzes on Tigrai attractions. It’s a multiple-choice question. Answer diligently and share it with others. To learn more about Tigrai, visit Hadgi. You can also contribute to building up a knowledge bank.
These are 10 questions. The total time given is 5min.
#1. ካብዞም ዝስዕቡ ብትኽክል ዘይተዛመደ ኣየናይ ዩ?
#2. ኣልባሶ ዝበሃል ዓይነት ኣሰራርሓ ፀጉሪ ኣየናይ ዩ?
#3. ስካርባይ ኮዮ ክዳነይ ባኖ፣ ዓድኻ ዶ ትምኖ (ፀሃይቱ ባራኺ)። 'ኮዮ'ን 'ባኖ'ን እንታይ ዮም?
#4. ስሙ ብትኽክል ዘይተፃሕፈ ኣየናይ ዩ?
#5. ካብዞም ዝስዕቡ ብትኽክል ዘይተዛመደ መጋየፂ ኣየናይ ዩ?
#6. ንኽይ እንዶ ኣብላና ብኩሮኹሮኽን፣ ልቓሕ ክንመልስ ኢና ኣብ መንጎ እግርኽን (ታምራት)። ኩሮኹሮ ኣበየናይ ክፋል ሰውነትና ይርከብ?
#8. ካብዞም ዝስዕቡ ቃላት ብትኽክል ዘይተገለፀ ኣየናይ ዩ?
#9. ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ ቅደም ሰዓቡ ዝሓለወ ኣየናይ ዩ?
#10. ብዛዕባ ባህሊ ኢሮብ ትኽክል ዘይኮነ ኣየናይ ዩ?