እዞም ዝስዕቡ 10 ሕቶታት ኣብ 300 ካልኢት (Seconds) ክምለሱ ዘለዎም ኣብ ባህልን ኣነባብራን ትግራይ ዘተኮሩ’ዮም። ኣፍልጦኹም ምስመርመርኩም ውፅኢትኩም ብምልጣፍ ካልኦት’ውን እዚ ፈተና ክወስዱ ኣተባብዑ።
ብዛዕባ ትግራይን መስሕባታን ኣብ ዩቱዩብ ቻናልና ክትከታተሉ ብኽብሪ ንዕድም።
እዞም ዝስዕቡ 10 ሕቶታት ኣብ 300 ካልኢት (Seconds) ክምለሱ ዘለዎም ኣብ ባህልን ኣነባብራን ትግራይ ዘተኮሩ’ዮም። ኣፍልጦኹም ምስመርመርኩም ውፅኢትኩም ብምልጣፍ ካልኦት’ውን እዚ ፈተና ክወስዱ ኣተባብዑ።
ብዛዕባ ትግራይን መስሕባታን ኣብ ዩቱዩብ ቻናልና ክትከታተሉ ብኽብሪ ንዕድም።
yemane says:
ፅብቅ እዩ
ደጀን says:
ባህላዊ ምግቢታትናን ፀወታናን ፣ እንባታት ሩባታትን ቁሸታትን ዓዲና ፣ ዓይነታት ፍራፍረታትን ኣእኻልን ፣ ንክንፈልጥ እትገብሩዎ ንዘለኹም ፃዕሪ ዘለኒ ናእዳ ወሰን ኣይብሉን። ቀፅሉሉ!
Za Adey Tigray says:
hwadhagos@gmail.com
Haftamu says:
Thank you
HAILOM says:
hailayhagos4@gmail.com
tsega agazit says:
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልሉ
Hailay says:
ፅቡቕ ስራሕ ዓንዶማ?
ይበል፤ቀፅለሉ።
Gerensea Nuguse says:
Thank you nay Adina bahli sle zezekerkumna
Baraki says:
ፅቡቕ ኩለመናና መፍለጢ ተበግሶ እዩ። ግን 7/10 ረኺበ እናሃለኹስ 5/10 ረኺብካ ኢሉ ንእሽተይ ኣኽፊኡኒ 🙂
Dawit Bielsa says:
ልቓሕ ክንምልስ ኢና ኣብ ሞንጎ እግርኽን???
ብጣዕሚ ፅቡቕ ቐፅለሉ??
ዑቁባይ/ወዲ ትኩእ ፃዕዳ says:
ቀፅልሉ ክብረት?ይሃበልና
ሚላው says:
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም ቐጽልሉ
ቶ says:
8/10
Sisay Heshe says:
ብጣዕሚ ሕቶ ፅቡቅ ቀፅሉሉ
ገብረ says:
የቀንየልና ዓንዶም ሓውና ቀፅለሉ ብዙሕ ክንፈልጥ ይሕግዘና ኣሎ።
Hailay Mezgebo says:
Good initiative. Don’t stop going forward
mebrahtu says:
ሐሊፈ
Sefonyas Weldu says:
B gmitle 3 bcha ??♂️? , yetemharnayoy eziwa. ?
?? ?? ??
ፅንዓት says:
ክብርታትን ፀጋታትን ትግራይ ንክንፈልጥ እትገብር ዘለኻ ሓውና ክብረት ይሃበልና::ዕድመን ጥዕናን እምነየልኻ:: ርኢቶ ንምውሃብ አብ “ባህልን ኣነባብራ”ዘሎ ፈተና ቑፅሪ 4(መሳርሒ ሕርሻ ዝምልከት) እቲ ዝተጠቐሱ መማረፅታት ሙሉእ ብሙሉእ አይንበብን::ዝተቖረፁ ፊደላት አለዎ:: ብዝተረፈ የቐንየልና::