ካርታ ቱሪዝም ትግራይ

እዚ ካርታ መስሕብ ቱሪዝም ትግራይ እዩ፡፡ በቲ ሓደ ገፅ ብትግርኛ በቲ ካልኣይ ገፅ ብእንግሊዝኛ ሰብ ከከም ድሌቱ መሪፁ ከንብብ ዝተዳለወ እዩ፡፡ እዚ ካርታ ኣብ A2 ዓቐን፣ 100 ግራም፣ ግሎሲ ወረቐት ብሙሉእ ቀለም  ዝተሓተመ ኮይኑ ቀንዲ ዕላምኡ መስሕብን መባፅሒ ዑደተኛታትን ትግራይ ምልላይ እዩ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ብዛዕባ ናይ ኢንቨስትመንት ቦታታት፣ ክቡራት መዓድናት፣ ናይ ሕርሻ ቦታታት፣ ሃፍቲ እንስሳ፣ ሩባታት፣ ቃላያት ወዘተ ዝምልከት ጠቓሚ … Continue reading ካርታ ቱሪዝም ትግራይ