ሕቶታት ኣሸንዳ ቁ. ፫

እዘን ዝስዕባ ኣብ ኣሸንዳ ትግራይ ዘተኮራ ሕቶታት እየን። ገሊአን ሕቶታት ኣብ ውሱን ከባቢ ጥራሕ ዝፍፀማ ክኾና ይኽእላ፣ ግን ፀጋታት ትግራይ ብሙሉኡ ክፍለጥ ኣለዎም። ኣብ ምድላው እዘን ሕቶታት እተን ብባህሊ ዓደን ዘየኽእለ ዙፋን ጥላሁንን ኣበባ ኣሰሙን እታወት ገይረን እየን። ንዓኣተን እንዳመስገንና እዘን ሕቶታት ፈቲንኩም፣ ውፅኢትኩም ብምልጣፍን ንኣዕርኽትኹም ብምክፋልን ኣብ ኣሸንዳ ዘለዎም ኣፍልጦ ክሰፍሕ እጃምኩም ኣበርክቱ።