ሕቶታት ኣሸንዳ ቁ ፪

እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ኣሸንዳ ኣብ ምልላይ መስሕባት ቱሪዝም ትግራይ ኣዝያ ብእትግደስ፣ ንሓድጊ ቱሪዝም ድማ ናይ ኩሉ ጊዜ ኣማኻሪት ዝኾነት ትዕግስቲ ዝተዳለው እዮም። ንዓኣ ዕዙዝ ምስጋና እንዳቕረብና ንባዕልኹም ፈቲንኩም ንኻልኦት ክተካፍሉ ብትሕትና ንሓትት። ዕላማ ናይዚ መደብ ሃፍትታት ትግራይ ምልላይን ሰባት ብዛዕባ ፀጋታት ትግራይ ዝበለፀ ከንብቡ ንምብርትታዕን ጥራሕ ዩ።