ተፈጥሮኣዊ ኣቀማምጣ ትግራይ (ፈተና 6)

እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ኣብ ተፈጥሮኣዊ ኣቀማምጣ ትግራይ ኣድሂቦም ዝቐረቡ ዮም። ንባዕልኹም ፈቲንኩም ንኣዕርኽትኩም ክፍትኑ ክተበረታትዑ ብትሕትና ንሓትት።

Results

#1. ኣብ መቐለን ዙርያ መቐለን ካብ ዝርከቡ መንጫዕጫዕታ ዘይኮነ

#2. ኣብ ትግራይ እቲ ዝዓበየ ሩባ (ገረብ) ኣየናይ ዩ?

#3. ትግራይ ነዋሕቲ እምባታት (ጎቦታት) ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ብትኽክል ዝሓዘ መማረፂ

#4. ኣብ ትግራይ ናይ ሩባ ስም ዘይኮነ

#5. ኣብ ትግራይ እቲ ዝለዓለ ብራኸ ልዕሊ ፀፍሒ ባሕሪ ብሜትር ክንደይ ዩ?

#6. ካብዞም ዝስዕቡ ቆላ ተባሂሉ ዘይምደብ ከባቢ ትግራይ ኣየናይ ዩ?

#7. ብዛዕባ ሩባታት ትግራይ ትኽክል ዘይኮነ

#8. ኣብ እግሪ ጎቦ ዘይትርከብ ከተማ ትግራይ

#9. ካብዘን ዝስዕባ ኣብ ጫፍ ጎቦ እትርከብ ከተማ

#10. ኣብ ትግራይ ናይ ግድብ (Dam) ስም ዘይኮነ ኣየናይ ዩ?

Finish
    • ዑቁባይ/ወዲ ትኩእ ፃዕዳ says:

      ክብረት ይሃበለይ! ትግራይ ተወሊደ ዓብየ ተፈጥራዊ ቦታታት ትግራይ ብዘይምፍላጠይ ግን?ይቅሬታ!

  1. Brhanu Kelali says:

    it is good but it would be better if you add some explanation when we miss the answer.
    Than you

  2. yemane says:

    እቲ ፈተና ብጣዕሚ ፈታንን መሃርን ፅቡቅ እዩ
    ግን ሓዳ ሓደ ግዜ ትምህርቲ ምልጣፍ ‘ውን ይልመድኩም ??

  3. Angesom AD says:

    ከምዙይ ዓይነት ነገር ዓድና ንኽንፈልጥ ዘሕግዘና እዩ ቀፅልሉ። ግን ከም ትምህርቲ ዓይነት እውን ሕወስ አብሉልና ኢኹም የቀንየልና በርትዑ ።

  4. Misgun Reda says:

    ደስ በሃሊ። ከባቢታት ኣብ ምሊላይ እውን ብከምዚ መልክዕ ዋላ ቀፅላሉ።

  5. ዑቁባይ/ወዲ ትኩእ ፃዕዳ says:

    ክብረት ይሃበለይ! ትግራይ ተወሊደ ዓብየ ተፈጥራዊ ቦታታት ትግራይ ብዘይምፍላጠይ ግን?ይቅሬታ!

  6. Aliko Ď Weyanay says:

    I was remembering the day when i got 21 from 40 Geo Exam!?

  7. Nebyu says:

    ብጣዕሚ ሰሓብን መምሃርን ኣቀራርባ እዩ።
    እዚ ዝገበርኩም ኣድናቖት ይግበኣኩም ቀፅልሉ።

  8. ያሬድ says:

    ብጣእሚ ልንኣድ እዩ ይቀፅል ትግራይና ንፍለጣ

  9. musie says:

    ፅቡቅ እዩ ቀፅሉሉ ታሪክ ምስላታት እውን እንዳሓወስኩም

  10. Semu says:

    This is really good and educational. But you also need to give us the answers after we fail to answer them.

  11. Wedi mfililay says:

    ብጣዕሚ ፈታኒ እዩ ነይሩ ግን ዝዓቅምና ሸው ኣቢልና ኣለና
    ቀፅሉሉ፡፡

  12. Haben says:

    ፅቡቕ ጅማሮ ንነብስና ተዓዚብናያ ኣለና ቀፃሊ ብዙሕ ክነንብብ ከምዝግብኣና መምሀሪ እዩ ። ከምእተስፍሕዎ ተስፋ ይገብር

  13. ዑቁባይ/ወዲ ትኩእ ፃዕዳ says:

    ደጋጊመ ምስ መኮርኩ 8/10

  14. Teklegiorgis says:

    Thanks Andom,
    We are touring Tigray because of you የዒስ

  15. ብርሃኑ says:

    ዋው ብጣዕሚ መሃሪ ሕቶታት፡ ሓንቲ ሕቶ ግና ኣላትኒ ኣላጀ ኣብ ጎቦታት ኣላጀ ዶ ኣይኾነትን ትርከብ?ብዝተረፈ ኣገንዑ ኢለ ኣለኹ

  16. Ataklti says:

    Thank you very much! You really remind me my beautiful Tigray.?❤

  17. Michael Berhe says:

    ፅቡቕ መሃራይ ዝኾነ ቁም ነገር እየ። ቤዛኹም በዝበለፀ ቀፅሉሉ። መቸስ ንትግራይ ን3 ሰሙናት ጥራሕ ከም ዝቐነየላ ሰብ ንኢሽትለይ መሊሰይ ይኸውን። ነዙይ ብምግባርኩም ኣዚየ የመስግን።

  18. Tigray first says:

    ብጣዕሚ ኣምሃርን ፅቡቅን እዩ።ግን ሕቶ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ገፀ በረከታትን ከባ ታትን እውን ብፅሑፍ መልክዕ እንተተካኢሉ እውን መፅሓፍ ብምሕታም እጃምኹም ኣወፍዩ።

    • https://hadgi.com/ ኣቲኹም ክተንብቡ ትኽእል ኢኹም። ብዛዕባ ትግራይ ብዙሕ ፅሑፍ ኣሎ። እትፈልጥዎ እውን ክተካፍሉ፣ ኣብ ዌብሳይትና ክነካትቶ ንኽእል ኢና።

  19. Mulubrhan says:

    እቲ ፈተና ፅቡቅ እንድዩ ግን ኩሉ ከባቢታት ትግራይ ንምክታት ሞኩሩ። ንኣብነት ምብራቅ ትግራይ ዝምልከት ሕቶ ኣይረኣኩን።

  20. Zerihun Getachew Gebrehana says:

    Keep it up with introdcing indigenous resources and huge culture of tigray.

  21. ብጣዕሚ ፅቡቕን መሃርን እዩ። ቀፅሉሉ።

    ግን እቶም መማረፂታት ሲ ልክዕ ከምቲ ሕቶታት ፍርይ ተዝብል ፅቡቕ ነይሩ። ብዙሓት ኣለዉ ከንብብዎ ዘይኽእሉ።
    ብዝተረፈ ቀፅልልሉ።

  22. አዜብ አየር says:

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅላሉ

  23. ሰላም says:

    ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ። ድሕሪ ውፅኢት ትኽኽለኛ መልሲ ይቀመጠሉ።

  24. ገብረሂወት says:

    ብጣዕሚ ዝነኣድ ትግረዋይ ስራሕ፡ ዓድና ንፍለጥ።
    5/10 ረኺበ፡ እዙይ ዘርእየኒ ክንደየናይ ትግራይ ከምዘይፈልጣ ዩ።

  25. Bahre says:

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ እዩ ግን ካዓ ባህልን ቆንቋን ተትውስኩላ ፅቡቅ እዩ
    ቀፅልሉ..

    • It’s very nice. Pls keep the good job….I got 4/10 and realized how much is left for me to discover my home land tigray Adey!
      And pls
      1.add some explanation when we miss the answer…
      2. It would be better if you could add some pictures of the places or some links to see the picture….it would be very descriptive when added with the written description.

  26. Anwar says:

    3/10 ዒድ መዓልቲ ቲዋሪድና!
    አቱም ንዛ ዌብሳይት ለማዕበልኹም ደቂ ዓበይቲ ለለ ሰቲኻ ከይትብሉናታ ጨዋ አስላማይ ትግራይ እየዋ ጥራሕ ወዲቕካ ምባል ለይኮነስ ካብ ስሕተትካ ትምህርቲ ምውሳድ እውን ወሳኒ ብሙኻኑ ትኽክል መልሲ ዘርእየሉ መስርሕ እንተትውስኽሉ ፅቡቕ ነይሩ።
    #ርሑስ_ብዓል_ዒድ_አላድሓ

  27. Haileselassie says:

    Thank you, really appreciate you guys for having this for us all the time,

  28. Haftom tsegay says:

    ዓደይ ክንድዚ ዝኣክል ዘይምፍላጠይ ኣዝየ ሓዚነ።ንስካትኩም ግን የቀንየልና ጠንኩሩ ቀጽሉሉ።

Leave a Reply to Ashenafi Cancel Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

You may use these HTML tags and attributes:

<a href="" title=""> <abbr title=""> <acronym title=""> <b> <blockquote cite=""> <cite> <code> <del datetime=""> <em> <i> <q cite=""> <s> <strike> <strong>