ባህላዊ ፀወታታት ትግራይ (ፈተና 5)

እዚ ዝስዕብ ፈተና ክብድ ዝበለ ትሕዝቶ ዘለዎ፣ ባህላዊ ፀወታታት ትግራይ ዝምልከት ዩ። ናይ ገጠር ተሞክሮ ክሓትት ይኽእል። ዝኸኣልኩሞ ፈቲንኩም ውፅኢትኩም ብምልጣፍ ካልኦት እውን ክወስዱ ክተበረታትዑ ብትሕትና ንሓትት።

Results

#1. ካብዞም ዝስዕቡ ባህላዊ ፀወታ ትግራይ ዘይኮነ

#2. ኣብ ውሽጢ እንዳ መርዑ ዘይንረኽቦ ዓይነት ፀወታ

#3. ዓይነት ባህላዊ ናይ ቃል ፀወታ ዘይኮነ

#4. ንፀወታ ቃርሳ ዘይገልፅ

#5. መፃወቲ ሸደድ ወይ ሸተታ ኣየናይ ዩ?

#6. ኣደራራስ እንብሎ ዓይነት ፀወታ እንዳ መርዑ ኣየናይ ዩ?

#7. ብዛዕባ ብሪም ወይ ብሪሞ ትኽክል ዘይኮነ

#8. ኣብ ባህላዊ ፀወታ ጓይላ ዘየድሊ

#9. እዚ መሳርሒ ሙዚቃ እንትውቃዕ ነብሪ ከይተረፈ ክሰምዕ ይመፅእ ይበሃል

#10. እዞም ዝስዕቡ መሳርሒ ሙዚቃ ካብ እንጨይትን ቆርበትን ይስርሑ፣ ብዘይካ

Finish
  1. Tewolde Tesfai Eyakiem says:

    I am madly in love with your tweets. The things you post brings memories of my childhood and upbringings I totally forgot . You are truly a keeper of our heritage and keep doing it. It is much appreciated.

  2. Desalegn Abera says:

    ብጥዕሚ መምሃራይን መሳጣይን ስራሕ እዩሞ ቀፅሉሉ።

  3. እቱ ዘይተረድኣኑ፥ኣቤ ዙርያ ሐራዑን እንዳመራዑን ዘሎ ባህላዊ ሙዚቃንመሳርሕን እዩ።ካብ ሕዚ ንክፈልጥ ስምዒተዬ ተለዓዒሉ ኣሎ። የቀንየለይ?

  4. kidu says:

    ንቀ ካብዚ ዝበለፀ ክምኩር ተስፋ ይገብር ፃሊ

  5. Tesfalem Kinfe says:

    “ብሪሞ ” ጌጋ ይኽለአለይ እዚ ቃል ንትግርኛ ዝገልፅ ኣይኮነን ኮይኑ ግን ብተለምዶ ክወራረስ ይኽእል እዩ ። ናይ ባዕሉ ዝኾነ ቃል ክህልዎ ተስፋ ይገብር ስለዚ ትግርኛ ብትግርኛ እንተዝኾን ይምረፅ ።
    ፅቡቕ ዝነኣድ ዕዮ ። 10/10 ውፅኢተይ እዩ ክክክክ።

  6. Hayelom Haftu says:

    ኣገዳሰን ባህልና ከይርሳዕን ከይብረዝን እትገብርዎ ዘይሕለል ፃዕሪ የቀንለይልና

  7. እዚ ባህላዊ መቶ ብጣዕሚ አገዳስ እዩ እቲ እንዳጠፍእ ዝከይድ ዘሎ ባህላዊ ፀወታታት ተመልሱ ንክድምለስ ናይበዓሉ አስተዋፅኦ አለዎ

  8. ሞሮጮ ሕሪካ says:

    እዚ ሓሳብ ልመሃዝኻ ትግራዋይ ብሩኽ ኹን

  9. Fkadu Alem says:

    ምስ ትሕቲ 7 ዓመት ደቀይ ኮይነ ሰሪሐዮ ዓቤይ ትምህርቲ ረኺቦም ኣለው።

  10. Mekonen Girmay says:

    ደስ ዝብሉ ሕቶታት እዮም ቀፅልሉ።
    ዓድና ንፍለጥ!
    የቀንየለይ!

  11. Romhay Kaleb says:

    ኣንዶም!!
    ጽቡቕ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕኻ!!
    እቲ ዕላማ ምዕቃብ ባህልን መንነትን ስለዝኾነ፣ብመንት ኽኣ ፍርቂ መንነትና ኣብ ኤርትራ ስለዝርከብ፣እዚ ባህላዉን ታሪኻዉን ሕቶን መልስን ናይ ኤርትራ ዉን ኣጠቃሊልካ መቕረብ ካልና ነዚ ሓደ ህዝቢ ንምቅርራብ ኣዝዩ ጽቡቕ ነይሩ!

  12. መለስ ገ/ማሪያም says:

    እዛ ብሪም/ብሪሞ ኣብ ኣከለ ጉዛይ ኮኮደ ኢና ኒብሎ ንሲ ኣደናጊራትኒ ነራ ግን ጽቡቅ ተበግሶ እዩ ዕዙዝ ምስጋናይ የቅርብ!

  13. ናፅነት says:

    ነምስግን ባህልታት ፀወታና ክንዝክር ዝሓገዝኩሙና ???

  14. Dawit says:

    Bravo!
    ሓድጊ ፈትየያ ኣነስ ብዙሕ ቁምነገራት ዘይንፈልጦ ክተፍልጠና ‘ያ ኢለ የኣምን ይቐፅል!

  15. Tesfay says:

    የቅንየልና ንኹሉ ተበጎሶታትኩምን ፃዕርኹምን፡፡

  16. Ermias smret says:

    ኣነ ኤርትራዊ የ ደስ ዝብል ባህላዊ ሕቶታት እዩ ቀጽልዎ 9/10 ኣምጺኤ ኣብ ጽቡቅ ኩነታት የ ዘለኹ ምትብባዕኩም ኣይፈለየኒ?

  17. Kokeb tikabo says:

    Am tigrawy but i live in addis i spent my whole childhood in addis this platform is very good and exllent idea specifically for those who are tegaru but raised out of tigray to improve their /our Tigrigha language and our culture ???

  18. ሃፍቶም ምቕናይ says:

    ዝገርምዩ መንነትና ንማሃርና

  19. Fisha Hailay says:

    ባህልና ከይንርስዕ ስለ ዝገበርክሙና ካብ ልቢ ነመስግን የቅንየልና።

  20. solomon gidey says:

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ደቂ ዓበይቲ። ብሐቂ ክብር ይግበአኩም። በርትዑ ቀፅልሉ።

  21. Mahlet G Reda says:

    Hi, first of all, thank you for bringing fun and joy in this difficult time.

    Where do I find the correct answers to the questions I got wrong?

  22. muruts hagos says:

    ኣደራረስ ትብል ግን “እቶውእቶው ” እየ ዝፈልጣ ::ኣደራረስ ኣምሓርኛ ቃል እዩ ብስሩ እውን

  23. Kibrom says:

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፀዋታ ዋዛ ምስ ቁምነገር።
    የቀንየለይ።

  24. Teddy Abraham says:

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕላትፎርም እዩ።ቀፅሉሉ

  25. Tesfalem says:

    ፅቡቕ ገርኩም መታን አቲ ባህሊ ከይ ርሳዕ

  26. አሉላ ዘስላሴ says:

    ብጣዕሚ ደስ ብሃሊዩ?
    እቱ ዝገርም ነገር ኣነ ወዲ ገጠር ኣይኮንኩን ግን ባህሊ ዓደይ ጠንቂቀየ ዝፈልጥ?እና ቀፅልሉ?

  27. efrem hafte says:

    ይበለ ኣሕዋት ብጣዕሚ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ

  28. Angesom Gebremichael says:

    ፅቡቕ ጅማሮ።ሕብረተሰብና ምስ ባህሉን ቋንቋኡን ብዝበለፀ ንኽፋለጥ እዚ መደብ ቀፃፁፅነት ክህልዎ እላቦ።

  29. Hadera says:

    1-
    ማሕረስ. 8.ፀናፅል
    9 ሸምባቆ
    10 እምብልታ
    2ቃርሳ
    3ብርም
    4ሓላዊ ልደት የድል
    5;2
    6.1
    7ኣብዚ ፀወታ ግመድ ምዝላል የድሊ

  30. ምእዳን ገቡረሂወት says:

    ገበጣ
    ትልትለይ
    ህቡእ
    መርአ መርአ
    ገዛ ገ ገዛ
    እንኪ አዝንኒ
    ዴቦ
    ካርታ

  31. ዘርአኡ says:

    የቅንየልና ቀፅለሉ ከምዙይ ቁምነገር

  32. Yemrick says:

    Amazing Job and work…Keep on it guys. As a comment try showing the right answer aftet someone makes a mistake

  33. kidane says:

    የቀንየለና !!!!!!!!
    ባህላዊ ትውፊታትናን ገፀ በረከትናን ኣብ ፍላጥ ዓብዪ ተራ ዘለዎ ጅማሮ እዩ እሞ ኣበርቲዕኹም ክትቅፅልሉ ብወገነይ ከም ሓሳብ ከቀምጥ ይደሊ።

  34. alexander girmay says:

    beteami eu des lebel bahelawi chewatata tigeray tetsiwit 10/10 rekib yeqenyeley

Leave a Reply to Kibrom Cancel Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

You may use these HTML tags and attributes:

<a href="" title=""> <abbr title=""> <acronym title=""> <b> <blockquote cite=""> <cite> <code> <del datetime=""> <em> <i> <q cite=""> <s> <strike> <strong>