ሕቶታት ኣሸንዳ ቁ ፪

እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ኣሸንዳ ኣብ ምልላይ መስሕባት ቱሪዝም ትግራይ ኣዝያ ብእትግደስ፣ ንሓድጊ ቱሪዝም ድማ ናይ ኩሉ ጊዜ ኣማኻሪት ዝኾነት ትዕግስቲ ዝተዳለው እዮም። ንዓኣ ዕዙዝ ምስጋና እንዳቕረብና ንባዕልኹም ፈቲንኩም ንኻልኦት ክተካፍሉ ብትሕትና ንሓትት። ዕላማ ናይዚ መደብ ሃፍትታት ትግራይ ምልላይን ሰባት ብዛዕባ ፀጋታት ትግራይ ዝበለፀ ከንብቡ ንምብርትታዕን ጥራሕ ዩ።

Results

#1. ትኽክለኛ ኣስማት ናይዞም መጋየፅታት ብቕደም ተኸተል ኣየናይ እዩ? (ምስሊ 1)

#2. ትኽክለኛ ኣስማት ናይዞም መጋየፅታት ብቕደም ተኸተል ኣየናይ እዩ? (ምስሊ 2)

#3. ናይ ኣሸንዳ ደርፊ ዘይኮነ ኣየናይ እዩ?

#4. መጋየፂ ደቂ ኣሸንዳ ዘይኮነ ኣየናይ እዩ?

#5. ኣዋልድ ኣሸንዳ ዘይገብረኦ ነገር ኣየናይ እዩ?

#6. እዚ ኣብ ምስሊ ዝረአ ኣዋልድ ኣሸንዳ ኣብ ሽምጠን ዝ ኣስረኦ ቆፅሊ እንታይ ይበሃል? (ምስሊ 6)

#7. ኣስማት ናይዞም መጋየፅታት ብቕደም ተኸተል? (ምስሊ 7)

#8. እዚ ኣብ ምስሊ ዝረአ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ላዕለዋይ ክፋል እዝነን ዝገብረኦ መጋየፂ እንታይ ይበሃል? (ምስሊ 8)

#9. ኣዋልድ ኣሸንዳ ዘይኽደነኦ ኣየናይ እዩ?

#10. ኣዋልድ ኣሸንዳ ኣብ ዝተፈላለየ መዓልትታት ዝተፈላለየ ደርፍታት ይደርፋ። ካብዞም ዝስዕቡ ትኽክለኛ ቅደም ተኸተል ዝሓለወ ኣየናይ እዩ?

Finish
    • ቀፅልሉ፤ ግን ቁፅሪ -9 ኸመይ ኢሉ ሹፈን ይኸውን? ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ሹፈን ነይሩ ወይስ በዚ ናይ ቀረባ ግዘ ዝመፀ? ስለዘይተረደአኒ ዘብራህርሀለይ እስኪ?

    • Tekleweyni says:

      ፅቡቅ ስራሕ እዩ መጋየፅታትናን መግለፂ ክብርታት ትግራይ ንምፍላጥ ዝግበር ዘሎ ስራሕ እዩ ።

  1. ashamed is not known in my born area and I never been in any Aahenda festival but I love my count Tigray and all traditional Tigray cultures and am keeping it to my generation

  2. siltan alema says:

    እንቋዕ ንበዓል ኣሸንዳ አብፀሐኩም ኣብ ፀሐና ንመላእ ህዝቢ ትግራይ

  3. faviyo says:

    ብጣዕሚ ደስ ልብል ነገር እዩ ቀፅልዎ። አነ ግን ጥይቄ እንኤኒ አሽንዳ ማለት ታይ መለት እዪ ብምንታይ ቋንቋ እዩ??

  4. abadit tadesse says:

    grim sirah eyu bahlina kinifelit sile tigeberkumina yekeniyelina ketselilu dima

  5. ፍረ says:

    ቁ, 6 ከመይ ሰቲ ሰምሃል ዶ ኣይኮነን እቲ ኣብ ሽምጢ ዝእሰር ወይስ ስየ እዩ ስሙ ?

Leave a Reply to Meron Abraham Cancel Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

You may use these HTML tags and attributes:

<a href="" title=""> <abbr title=""> <acronym title=""> <b> <blockquote cite=""> <cite> <code> <del datetime=""> <em> <i> <q cite=""> <s> <strike> <strong>